መግቢ ድሕሪ ምብላዕና ብቐጥታ ፍሩታ ክንበልዕ የብልናን። ብመጽናዕቲ ከም ዝተረጋገጸ ፍሩታ ድሕሪ መግቢ ምብላዕ ኣብ ከስዐና ሕበጥ ብምፍጣር ብፈሳሲ ወይ ጋዝ ከም ዝመልእ ስለ ዝገብሮ ከም ስሩዕ መግቢ ኣብ ናቱ ግዜ ክውሰድ ኣለዎ፣ ሻሂ ክንሰቲ የብልናን። ቆጽሊ ሻሂ ሉዑል ዓቐን ኣሲድ ስለዝውንን ነቲ ኣብቲወሲድናዮ ዘለና መግቢ ዘሎ ትሕዝቶ (protein) ብምትራር ኣብ ስርዓተ ምሕቃቕ መግቢ ጸገም ከስዕበልና ይኽእል።
ተዓጢቕናዮ ዘለና ቁልፊ ወይ ቅናት መግቢ ድሕሪ ምብላዕና ከነፍኩሶ የብልናን። እዚ ናይ መዓናጡ ጸገም ስለዘስዕብ እንተተኻኢሉ ቅድሚ መግቢ ምብላዕና ንቑልፍና ከነፈኩሶ ኣለና።
መግቢ ድሕሪ ምምጋብና ሰብነትና ክንሕጸብ የብልናን። ማይ ምሕጻብ ዓቐን ናይቲ ናብ ምሉእ ኣካላትና ዝውሕዝ ደም ስለዝውስኾ ብኡመጠን ከኣ ነቲ ኣብ ዙርያ ከስዐና ዘሎ ደም ከምዝጎድል ብምግባር ንስርዓተ ምሕቃቕ መግቢ የዳኽሞ’ዩ። … [……]
ኣተኣላልያ ዘይእሩም ውላድ
ቈልዓ ምዕባይ እቲ ዝሓየለ ማሕበራዊ ግዴታ ምዃኑ ዘይስሓት’ዩ። ምኽንያቱ፡ ሓደ ቈልዓ ብግቡእ ዓብዩ ኣብቲ ዝብጻሕ ክበጽሕ እንተድኣ ኮይኑ፡ ንመንፈሱ፡ ኣእምሮኡን ንኣካሉን ዘድልዮ ነገር ረኺቡ ክዓቢ ስለዘለዎ። ሓንቲ ካብዚአን ምስ እትጎድል ግን ነታ ዘዕብየቶ ስድራ ጥራይ ዘይኮነ ንመላእ ሕብረተሰብ ዝዓበየ ጸገም’ዩ። ስለዚ፡ ኣተዓባብያ ቈልዓ ብቐሊል ክጥመት ኣይግባእን። ካብታ ዝተወልደላ ክሳብ’ታ ክንዲ ሰብ ዝኣኽለላ ግዜ ልዑል ኣድህቦን ክንክን ወለዱን ሕብረተሰቡን ክፍልዮ የብሉን። ንሎሚ ብዛዕባ ኣተኣላልያ ኣሉታዊ ጠባይ ዘለዎም ቈልዑ ኢና ክንርኢ። ... Read More
Quotation
Let us not be satisfied with just giving money. Money is not enough, money can be got, but they need your hearts to love them. So, spread your love everywhere you go. Mother Teresa
The weak can never forgive. Forgiveness is the attribute of the strong. Mahatma Gandhi
“ንቘልዑ ምጭልጋም መንሽሮን ድኻም ልብን ከስዕበሎም ይኽእል’ዩ’’
መጽናዕቲ
ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ዓምዲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብ ዮሴፍ ሃይለማርያም
Friday 23, November 2012, posted by Yohannes Zewde
እንግሊዛውያን ክኢላታት ስነ- ልቦና፡ እኹል ዕድመ ኣብ ዘለዎ 700 ሰባት ብዘካየድዎ መጽናዕቲ፡ ብቑልዕነቶም ከለዉ ኣካላዊ ማህረምቲ ዘጋጠሞም ሰባት ምስ ዓበዩ ብኣዝዮም ሓደገኛታት ሕማማት ክጥቅዑ ዘሎ ተኽእሎ ዝለዓለ ኮይኑ ከምዝረኸብዎ ገሊጾም። Read More
ፍርሒ ጥንሲ (ቶኮፎብያ Tokophobia)
ፍርሒ ጥንሲ ብፍርሒ ጥንሲ (ቶኮፎብያ)’ዩ ዝፍለጥ። እንታይ እዩ`ኸ ፍርሒ ጥንሲ`ዶ ትብላ ኣለኽን? ካብ ጥንሲ እንፈርሕ ብዙሓት ምዃንና ግና ኣጸቢቕክን ትፈልጣ ኢኽን። ግዜያት ጥንሲን ዕለተ ሕርስን መዓስ ቀሊል ተሞኩሮ ኮይኑ። እቲ ንመብዛሕተአን ደቀንስትዮ ኣብ ህይወተን ዘፍርሐን ድማ ንሱ’ዩ።
ስለምንታይ እየን ግን ደቀንስትዮ ጥንሲ ዝፈርሓ ኢልና ሕቶ ከነልዕል ንኽእል ኢና። እታ ቀዳመይቲ ምኽንያት ከምታ ልዕል ኢልና ዝጠቐስናያ እታ ተፍርሐን ዕለተ ሕርሲ’ያ። ግዜያት ጥንሲ`ውን ዘየፍርሕ ኣይኮነን። ምቅይያር ቅርጺ ኣካላት፡ ጥዕናዊ ጸገማት_ _ _ወዘተ። ...Read More
ሓቅታት ብዛዕባ ፎሮፎር
ዝሞቱ ናይ ቈርበት ዋህዮታት ካብ ጸጕርና ክረግፍ ወይ ክበንን ክንርኢ እንከለና ብፎሮፎር ከም ዝተታሓዝና ንፈልጥ። ፎሮፎር ክሕዘና እንከሎ ናይ ርእስና ቈርበት ቅራፍ ዝመስል ይበዝሖ ናይ ሳሓ ስምዒት ከኣ ይገብረልና። ሳሓ ከነዕግስ ኢልና ክንሓኮ እንከለና ድማ እቲ ቅራፍ እናተበተነ ከምዝወጽእ ይገብሮ። ጸሊም ካምቻ ወይ ጃኬት ኣብ ዝተኸድነ ሰብ ዝረገፈ ብናን ፎሮፎር ምስትብሃል ይከኣል። ... Read More
ኣገደስቲ ምልክታት ሕማም ልቢ
ኣብ ሃገራት ምዕራብ ቁጽሪ ሓደ ቀታሊ ዝዀነ ሕማም ልቢ፡ ኣብ ሃገርና እውን እቲ ተርእዮ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናዓበየ ይመጽእ ከም ዘሎ ይፍለጥ። ብዛዕባ ኣመጻጽኣ ሕማም ልቢ ክንዛረብ ኣብ ከምዚ ዓይነት ሓጺር ጽሑፍ ዝከኣል ኣይኰነን። ነቶም ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሕማም ልቢ ግና ተመሳሳሊ ምልክታትን ናይ ሕማም ስምዒታትን ኣለዎም። ... Read More
ንኣፍልጦና
ንኣፍልጦና
ሓርጋጽ መልሓሱ ንደገ ከውጽእ ከምዘይክእል፣
ነፋሒቶ ወላ'ውን ዓይና እንተ ዓወረት ንከባቢኣ ክትመስል ቆርበታ ክትቅይር ከምትኽእል፣
ዓልየት ሓርማዝ ናይ ኣፍሪቃ 4 ኣስናን ጥራይ ከምዘለዎም፣ ... Read More
ንኣፍልጦና
ሓርማዝ ክሳብ 5ኪ.ሜ ዘሎ ርሕቀት ማይ ኣብ ከባቢኡ ምህላው ናይ ምፍላጥ ተኽእሎ ከምዘለዎ፣
ኣብ ሕ.መ ብHollywood ዝጽውዓ 10 ሓውሲ ከተማታት ከምዘለዋ፣ ... Read More
ምድሪ ፑንቲ
By Zelalem Mihretaab January 08, 2012
ናይ ሎሚ ኤሪትራ ምድረ ፑንት ናይ ጥንቲ
ማእለያ ዘይነበሮ ባህርያዊ ሃብቲ
ጽዑቓት ኣግራብ ኣናብስ ኣናብርቲ
ብሰማያት ኣዕዋፍ ብምድሪ ለመምቲ
..... Read More
መዋእል
By Zelalem Mihretaab January 04, 2012
ኣብቲ መጀመርያ ፍጥረት፡ ኣባጅጎ ነዛ ዓለም ፈጢሩ ምስ ኣብቀዔ፡ ንኹሎም ፍጥረታት ዘዝግብኦም ዕድመ ይዕድሎም ነበረ። ሽዑ ኣድጊ ኣብ ቅድሚ ኣባጅጎ ቀሪቡ፡ “ ጎይታይ ክንደይ ...... Read More
ትምህርትን ኤርትራን
By Zelalem Mihretaab December 21, 2011
መልእኽቲ
ንመንእሰያት
ትምህርትን ኤርትራን
..... Read More
ባህላዊ መሳርሒ ሙዚቃ ሃገርና ይተዓቀብ ይማዕብል
By Zelalem Mihretaab December 01, 2011
ምዕራባውያን መሳርያታት ሙዚቃ፡ ብዓል ኣይተ ጊታር፡ ውይዘሮ ፒያኖ፡ ኣይተ ጥሩምባ፡ ወ/ት ክላሪነት፡ ኣብቲ ኤርትራዊ ዓውዲ ተዋስኦ ብጫው ጫውታ ይጻወቱ።
ባህላውያን መሳርያታት ሙዚቃ፡ ብዓል ኣይተ ክራር፡ ኣይተ ጭራዋጣ፡ ኣይተ ከቦሮ፡ ወ/ት ሻምቡቆን እምብልታን፡ ገፈፍ እንዳበሉ፡ ናብ ዓውዲ ተዋስኦ ገጾም ይቐርቡ።
መሳርያታት እንዳባ ኣብቲ ዓውዲ .... Read More
ብዛዕባ ቋንቋና
By Zelalem Mihretaab December 17, 2011
ንሕና
ኣኤርትራውያን
ክፋል
ህዝቢ
ዓለም
ቋንቋና ምስ ፊደሉ በዓል ድሙቕ ቀለም
ካብ ጥንቲ ዝጸንሔ ብ ብኦሪት ብቐደም
ብ ኡኡ ንገልጽ ሓጎስ ይኹን ሕሰም
ብኡኡ ንሕጐስ ንጉሂ ንግረም
.........
Read More
ጽቡቓትን ግናያትን ደቂ ህይዋን
By Zelalem Mihretaab December 12, 2011
ቀደም እዋን፡ ኣብቲ መጀመርያ ፍጥረት ሙዃኑ እዩ፡ ኣዳምን ህይዋንን ትእዛዝ ኣባጅጎ ኣፍሪሶም ካብ ገነት ምስ ተሰጎጉ፡ ርሂጾም ብጻማ ርሃጾም ክነብሩ ነበሮም። በዚ ኣዳም..... Read More
ስድራቤት
How to Protect Your Baby’s Head
How to Treat Baby Earashes (ache or pain in the ear)
ተዋህዶ















